Комментарии:
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Ответитьአይይይ ህበይ እግዚአብሔር የናግፍካ ካብ ግዚያዊ ምምሕዳር ዝባሄል አታ ናቶም እኮ ጥራይ አይኮነን ዝገትም አረ እቶም ሓድሓደ ነዚ ክሕደት ደጊፎም ብውልቀ ዘአምኑ ሰባት አገብ ክባሃሉ ይግባእ ብዛ እቫ ህዝብን አድን ዘይግድሶም ጌታቸውባ ፃርቃንባ እንዳበሉ አይትንኩእልና ብልሃቱ ዝጠፍኦ አካይዳ አል አብ ውጥን አብደገን ንአዲን ህዝብን ክሳብ ዘይጠቀሙ እንታይ ከአብሱ እዮም እንዳበላሸው ንፀላእቲ እንዳሰርኹ ዝድገፉ? እዙይ ሕማም እዩ እቲ ዘሕዝን ኩሎም ከአ ንህዝቢ ሓላይ መሲሎም እዮም ዝንቀሳቀሱ ተጋሩ ነስተውእል ህወሃት ናይ ህዝቢ እዩ ዘይሰርሑ እልቀሰባት ክንቃወመሞም ንኽእል ውድብ ግን ውዳበ ህዝቢ እዩ እዚ ሰዓት እዙይ ስድብ ከም ቀደማ ኮይና ክትጠናኸር እዩ ዘለዋ እቲ ስእል ፕሪቶርያ ዝፈረመውን ስለ ዝኾነ ጠንካራውን ስለዝኾነ ዋላ ከይፈተናውን ካብዛ ጭንቅ ክንወፅእ እንተኾይና ብሰላም ኢና ንደልይ ጭርኾ ክንወፅእ አይንኽእልን ብጥበብን ሓድነትካ አስጢምካን እዩ ክውፃእ ዝኽእል።
Ответитьሳህለ ዉርቅ እካካም ኣህያ ናት
እንኳን ለቀቀች
ትሾመ ሙላቱ ቅድሚ ታስበይቲ ዝነበረ ፕረዝዳንት
Ответитьተስፋ ዓለም ዋላ ምንም ናይ ፖለቲካ አካል አይኹን ትግራዋይ ምኻን እዩ ዘድልዮ ይበል እዩ ንብሎ ኩሉ ትግራዋይ ከአ ከምኡ ክኾን ይግባእ ።
Ответитьእቲ ቦታ ናይ አምሐራ ኮታ እዮ ብስምምዕ ብልጽግና ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ነምሐራ ዝተሐዝኤ ቦታ ኒይሩ ሕዚ ተጣሒሱ ናብ ደቡብ ከይዱ ብልጽግና አምሐራ ይጠፍእ አሎ ። ፓረዚደንት ዉን ከሕድጐም እዮ ።
Ответить🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Ответитьትግራይ ኦንላይን ናይዛ ዋዕሮ ሓፍትና ተሓባቢርና ንዓድና ንመልሳ ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ ስድርኣ ገጠር ክኾኑ ይክእሉ ስለዚ ወልድያ ዝነብሩ ተጋሩ ይህልው እዮም ንሕና ገንዘብ ኣዋፂና ምሰኦም ተሓባቢርና ንመልሳ ኡፍ ብጣዕሚ የሕዝን😢
Ответитьእዋይ ሐፍተይ ናይ ግድን ክትመፅእ አለዋ ምስ መፀት ክንሕግዛ ከነሐክማ እዩ ዝግብአና
Ответитьግራት እንዳማቱ ዝኾልል ጉደኛ።
Ответитьናይ ፋኖ ውግእ ዘረባ እምበር ቪድዩ ይኹን ስእሊ ካብ ኣምሓራ ኣይረኣይን። ፕሮፓጋንዳ ድዩ ሓቂ ኣይፍለጥን።
Ответитьሰበይቲ ገድዮን እያ
Ответитьበጆ ኤለትራ ዲፈእ በል ለቅማጺ ዘይ መላዕልትክ አይተልዕል አታ ዕፍፈ አረጊት አታ ጸላእ ትጊራይ መንነት ትጊራይ
Ответитьመጺነትትጊራይ
ОтветитьKambata new
Ответитьእዋያ እንታይ ኢና ንገብሮ ህዝብ ትግራይ ረኼብው ዘላ ጎዱ እግዚአብሔር እምላክ መዋፃኣ ፍጠርልና
ОтветитьH
ОтветитьTigray............ONLINE.....MEDIA ........TG.............CITEY............COUNTRY
Ответитьኩቡር ሓውና የመስግነካ
ОтветитьHatsawn Betembien Sekota geiru keywetsee?
Ответить😢ብጣዕሚዩ ዘሕዝን
Ответить❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊️💪
Ответитьብፈንጂ ዝረግፍ ዘሎ ህዝብና ክንዲ ምልዓል ኣብ ሓፂን መፂን መሽጣ ተፀሚዱ ዝኒኦ ሓንካስ ምምሕዳር
Ответить🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Ответитьናይባሐቂ ኩቡር ሐውና ጅግና ክብረት ይሐብካ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ОтветитьTIGRAY TSIER ❤️💛
Ответитьፅቡቅ መረዳእታ ስለ ተቅርብ የቀንየልና ጀግና ሓውና።
❤❤❤❤❤❤
Thank you TOL
ОтветитьI have seen so many of his interviews from Addis he is really a very interesting and knowledgeable historian
ОтветитьGetachew must go
Ответитьሃሳት ምግዎሃ ከም ጋዜጠኛ ስብ ሞያ ካብ ሞዮኦ ክባርሉ ይካኣል እዩ፡ ዝኽስሶም ትግራዋይ ኣሎ ዶ? ናይ ተጋሩ ስንፍት እውን ኣይኮነን፡ ስኣን ፅህፍፅህፍ ደብዳቤ ናብ ህግይ ዓልም ጋዜጠኛታት፡ ኣብ ኢንተርነት ብኩሉ ቖንቓ ዝጋውህ ተሽንክ እውን ኣሎ፡
Ответитьኣብይ ዲኣ ኣለዎ ተጋሩ ስልጣን ዝሃዙ፡ ናይ ኣድስ ኣብርባ ተጋሩ ዝውክሎም የለን፡
ОтветитьATTA KEBUR HAWENA MERAHETI TEGERAY EYOME TEHATETI NAY HEZEBI TEGERAY ❤
Ответитьኣብ ትግታይ ዝግብር ዝቖፃፀር ጉጂለ ሃይልይ የለን ድዩ? እንታይ ኣተው እንታይ ውፅ ዝከታተል፡ ዲሃር ክኣ ኣብ ዓልም ህግይ ክቕርቡ እዩ ዝግበኦም ክትብል እንተለካ ምርትዖ ኣክቡ ዝክሶም ትግራዋይ ኣሎ ዶ? ምን ናብ ህግይ ክቕሩቦም ይመስለካ? ሱክ እልካ ኣብ ዲያ ተዛርብካ ኣይኮነን ተጋሩ ኣብ ጉጂለ ተመዲቦም ምርትዖ ኣካክቦም ክስይ ክቕሪቡ ኣለዎም፡ ናይ ስላማዊይ ጂግንነት ቓልስ ዝካይዱ ተውፋይነት ዘለዎም ክህልው ኣለዎም፡
ОтветитьAAAAAYYYY ZEBELIE ADEGI EMBERR ZEHASEBBE ADEGI YELENE KULOME HADEE SELAME NE HEZEBI TEGERAY 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Ответитьስራውት ትግራይ ክኣ ስራውቶም ክእክቡ ኣለዎም፡ ናይ ባዓሎም ብጀት ክህለኦም ኣሎ ናይ ናዓሎም ዲርጅት እዮም፡ ንህዝብን መሬትን ትግራይ፡
ОтветитьEntaymo merahitina zeygeberuna. Awaridomna. Adrasha entahalo ane kiredie ekieliye.
ОтветитьZegerim zegerim amerariha kilite gujile?
ОтветитьHe is Sinasha, the new foreign minister
Ответитьጠጠዉ ዓብልዎ ዝወፅዕ ኩሉ ሐፍቲ ተጋሩ👆
ОтветитьPoor Tigray! It has become country of scrap control nothing more important:—)
ОтветитьTOL❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏
Ответить❤❤❤❤ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Ответить❤❤❤❤❤❤💛❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💪💪💪
Ответитьዘገርም ዩ ከምዚ ርኢና ኣይንፈልጥን ህዝቢ ባዕልኻ ተንስ እ እሞ ተቖጻጸር.
Ответитьይምሓር ኪ መሳኪን ወለዲ ተሓልዮምስ.
Ответитьጌ ታ ቸው እይኮነን ኢት ምንቀኛ ህዝቢ ጻድቓን ጥራይ ኢዩ.
Ответитьኣልሜዳ ከይኸውን ክንጥንቀቅ ኣለና
Ответитьሓውና ተስፋይ ኪሮስ ዘማሓለፍካዮ ረዚን መልኢክቲ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ
Ответитьሰላም ሓውና ክብለካ ዘለኒ ቤዛኹም ስግምቲ ዶ ውሰድሉ ቤዛኹም ክሳብ መዓዝ ዩ እንታይ እስከ ዝኾን ውድው ህውሓትና ሓደ ደኣ ግበሩ
Ответить