ሕዚ ብዕርቂ ክፍታሕ ይኽእል ዶ? ኣዘዝቲ ሰራዊት ንምንታይ ተፀዊዖም? ብልዮናት ገንዘብ መን በሊዕዎ? 10/13/2024

ሕዚ ብዕርቂ ክፍታሕ ይኽእል ዶ? ኣዘዝቲ ሰራዊት ንምንታይ ተፀዊዖም? ብልዮናት ገንዘብ መን በሊዕዎ? 10/13/2024

Tigrai Online

8 дней назад

15,318 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 - 14.10.2024 05:36

Dr ደብረጽዮን ከም ሕቑኡ ዝተወቕዐ ተመን ጥውይውይ እንዳ በለ ሕጂ ኻኣ ዕርቂ ታይሕማሙ እዩ ዕርቂ ዝባሃል ፖለቲካ የለን ብህዝቢ ምቕላድ ያኣክል ዕርቂ ዋእ ጸበል ድዩ ደብረጽዮን ወይ ይስራሕ ወይ ይውረድ ብህዝቢ ትግራይ ኣይትቀልዱ ኣብዛሳዓት ኢዚኣ ማክሲ ማም ኽሰርሕ ኣለዎ ቀልዲ ይትረፍ

Ответить
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn - 14.10.2024 05:50

I must clear up some English language 😮 I am saying Yisak is saying I I will not 🚫 Compromise Tigrai's Interest with Ethiopia under pretoria agreement and with Law abundance citizens of the world! I never ever compromise Tigrai!!

Ответить
@yared-jg3pz
@yared-jg3pz - 14.10.2024 06:01

🟥🟨💪🏽

Ответить
@MebeeWelday
@MebeeWelday - 14.10.2024 06:38

ሠላም ኩቡራን አሕዋተይ ከመይ አለኩም❤💛❤💛❤💛❤💛

Ответить
@AmanielAlula
@AmanielAlula - 14.10.2024 06:50

ብዛዕባ ምሲጥራዊ ብኽነት ብዞም ሰባት እዚኦ ም ኢና ሪኢና።ክልተ ዓያሹ ክበአሳ ምሽጥረን ይዋፃአ ዝበሃል ኢና ሪእና።

Ответить
@Yirgalem-tp8rk
@Yirgalem-tp8rk - 14.10.2024 06:58

ዋላ ምዕራባውያን ኾኑ ሕብረት ኣፍሪካ ንሕና ኣለና ተዘሪረቡ እንተበሉውን ካብ ትግራዋይ ወፃኢ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ፃውዒት ክቅበሉ ኣይብሎምን ።ዘራኽብውን የብሉን!

Ответить
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s - 14.10.2024 07:11

🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

Ответить
@Yirgalem-tp8rk
@Yirgalem-tp8rk - 14.10.2024 07:14

ቋንቆኦም ኣዕቢሮም(ኣልሚሶም) ቋንቋ ናይማቶም ዘሸድኑ ተጋሩ!!!

Ответить
@AmanielAlula
@AmanielAlula - 14.10.2024 07:26

በየነ አሉላ ቴድስ

Ответить
@almaztessema
@almaztessema - 14.10.2024 07:36

መስዋእቲ ዝኸፈለ ህዝቢን ሰራዊትን አብሽግርን ፀበባን አሎ ገለን ድማ መቺይዎ ናብ ቻይና ክዝናነ ልዕሊ ሐደ ሚልዮን ቅርቪ ወጻኢ ተገይሩሉ ከምዚ ዝበለ የለን

Ответить
@TigrayChannel-j2k
@TigrayChannel-j2k - 14.10.2024 07:52

❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊️💪

Ответить
@chxmp1
@chxmp1 - 14.10.2024 08:00

Thank you TOL ንእቲ ኣቅርቦ ኩሉ መደባትን ሓሳባትን ናይ ኩሉ ውፅዕ ህዝብና ስቃይን በደልን ብሓቅን ብትኽክልን ጠጠው ኢሊካ ብምቅላስካ የቀንየልና

Ответить
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha - 14.10.2024 08:07

ኣድግ በቅል ተሸልመናሉ ኢዝ ኩሉ ሸፈድፈድ ብናይመን ገንዘብ ድዩ🤔

Ответить
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 - 14.10.2024 08:13

ናብ ኡሮሙኡ ብሻሻ የባሪሪዎ፡ ብሄር ብሄር ስብ መርህትይ ትግራይ ካብ ኣድስ ኣበባ የባሪሪዎም ኣድስ ኣበባ ዋናኣ ትግራዋይ እዩ፡ ስራውት ትግራይ ግን ናብ ኣድስ ኣበባ ክከዱ የብሎምን ንሱ ናብ ትግራይ ከይዱ የዛሪቦም፡

Ответить
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 - 14.10.2024 08:16

ካብ ክልላት ምፅዮም ንትግራዋይ ካብ ኣድስ ኣበባ ከባሩሩ ትግራዋይ ስንፊና ናይ ተጋሩ እዩ፡

Ответить
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 - 14.10.2024 08:29

ኣድስ ኣበባ ብምንታይ ትህነፅ ኣላ፡ ውፃኛ ኣብ ኣድስ ኣበባ ውይ ትግራይ ኣትዮም ዲሪጂታት ይስርህሉ ኣለው፡ ግልፅ ክዛርቡ ኣለው ሃሶት መማህራት ትግራይ ምሃያ የብሎምን ማይ ፁርይ ምብራህትይ ጋና ኣብፅገም እዩ ዘሎ ህዝብይ ትግራይ፡ ዝርዝር ምግልፅይ ክዋሃብ ኣለዎ ንህዝብይ ትግራይ፡

Ответить
@Shemshia-e3n
@Shemshia-e3n - 14.10.2024 08:30

❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤😂😂

Ответить
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 - 14.10.2024 08:31

ኣብ ኣድስ ኣበባ ዝስራህ ዘሎ ህንፃታት ኣብያሳ ዝነብሩ ተጋሩ ናይ ውርቕይ ግካኩን ብክኣልኦት እዮም ዝትክእዘለው፡

Ответить
@habtomtewelde7644
@habtomtewelde7644 - 14.10.2024 08:33

ዘራኽብ የብሎምን ኢልካ ዕፆዋ ጋራንቲ ማራንቲ ኣይትሓውሰላ ኽኾዱ የብሎምን ።ምርኻብ ንኣብዪ ዝረብሕም እምበር ንትግራይ ኣይኮነን።

Ответить
@TaklyeTaklye
@TaklyeTaklye - 14.10.2024 08:34

ብመዝሙር ተትጅምሮ ጹቡቅ ዩ

Ответить
@hadasgebreyohans6030
@hadasgebreyohans6030 - 14.10.2024 08:35

❤❤❤❤❤❤

Ответить
@ninaabay2140
@ninaabay2140 - 14.10.2024 08:40

Thank you TOL

Ответить
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 - 14.10.2024 08:46

ናይ ተጋሩ ምዲያ መጠንቐቕታ ክዋሃቦም ኣሎ፡ ብዛዓባ ትግራይ ህዝብይ ትግራይ ብኣምሃርኛ ከይኣማሃላልፉ፡ ብሱሩ ኣይስምዑን ብምዲያ ተፅዒኖ ስለዝበፅሆም ዲዩ ብምዒራባዊያን ግልፅይ ይዛርቡ፡ ኢትዮፕያዊይ እኮ ትግርኛን ትግራዋይ እዩ፡ እንታዩ ፀገሞም ኣነ ተፅዒኑ ዝግበርሎም ይመስለን ካብቶም ህዝብይ ትግራይ ካብ ኢትዮፓኣ ኣድስ ኣበባ ጥንታዎይ ዋንነቶም ዝፅንቱ፡ ምፅነትይ ማንነት ቖንቓ ህዝብይ ትግራይ ከምዝገብሩ ስለዝይተርድእዎ ዲዩ፡

Ответить
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 - 14.10.2024 08:46

Thank you for your service Mr TOL 💛🙋🏽‍♀️♥️🫶🏾☮️🙏🏽

Ответить
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 - 14.10.2024 08:47

2-3 ብልዮን ዶራል እዩኮ ንህዝብይ ትግራይ ክንደይ ፀገም ምፍትህሉ፡ ኣድስ ኣበባ ይሃንፁሉ ኣለው፡ ካልኦት ይጥቐምሉ ኣለው፡

Ответить
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 - 14.10.2024 08:51

Big hasawi

Ответить
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 - 14.10.2024 08:57

Siriki ab Tigray bahlium eyu

Ответить
@reshanghbremariam4292
@reshanghbremariam4292 - 14.10.2024 08:59

ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ❤💛❤💛❤️💛❤️💛❤️

Ответить
@LamllRyy
@LamllRyy - 14.10.2024 09:19

እርቂ ተኾይኑ ቶምሌያቡ ላብሕጊ ይቅረቡ ብሱሩኸ ካብዞም ሕዋሓትስ ሓደ ህግን የለን ነዚልምልስ

Ответить
@HiwotHiwina
@HiwotHiwina - 14.10.2024 09:35

ገንዘብ ዝበላዖማ ንመንጀሪኖ ጠይቃ ንስ ምስ ዓሌታ እንድያ ሎጂስቲክ ዝነበረት ሀይል ሊባኖስ ዝፍለጥ ነገር እዩ ዓጀውጅው ኣይትበሉ ስብሓታውያን ንመን ክትሽውድ

Ответить
@semirberhe7592
@semirberhe7592 - 14.10.2024 09:38

TIGRAY TSIER ❤️💛

Ответить
@GhgGhgg-z8o
@GhgGhgg-z8o - 14.10.2024 09:38

ሰላል ክቡር ሓውና ክብለካ ዘለወኒ ሓሳብ ዕርቂ እንተደሊዮም እንባዓል ጌታቸው ከራኹር ኣብየይ አቶም ገበን ዝፈፀሙ ኣብ ልዕሊ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀሙ 400 ገበነኘታት ዝለኣኾም ገበነኛታት ይመለሶም ሐደ መሪየት ትግራይ ይመልስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ገበን ምሰ ማሓውሩ 16 ካውናታቱ ሓፃዊን ደም ስውኣት ጀጋኑ ገንዘብ ይመልሰ ወዘተ ካብዚ ንላዕሊ ዕርቂ ዝበሃል ሓሳብ ዜሮ እዩ❤❤🎉❤

Ответить
@aronyonas7563
@aronyonas7563 - 14.10.2024 10:03

ስላም ባአል ሚድያ ብእርቂ ክፍታህ ዶ ይከውን ትብል እሞ ፓለቲካ ትግራይ አይተረዳእካዬን ታይ ክትብል ደሊካ ብእርቅን ሽምግልናንን እዩ አድፊሪዋ ትግራይ ስለዚ ከምሀሳብ ዘይኮነስ ከም ካልአይ ተደፈሩ እዩ ፓለቲካ ኩነታት አስተባህል እርቂ ሽምግልና ዝብሃል የለን ፀላኢ ፀላኢ እዩ ዝገርም አርእስቲ😂

Ответить
@TYjj-x1g
@TYjj-x1g - 14.10.2024 10:19

❤❤❤❤❤❤❤

Ответить
@fissehateferi
@fissehateferi - 14.10.2024 10:44

Kerala zebele esubn dedeb yelen

Ответить
@tsigeashebir1599
@tsigeashebir1599 - 14.10.2024 11:09

❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

Ответить
@GirmaslasieTeferi
@GirmaslasieTeferi - 14.10.2024 13:08

ጌታቸው እኮ ከም ሻርሙጣ እዩ መልክዑን ፀርፉን ዝቀያይር እምበር ካሊእ
አይኽእልን።ጌታቸው ካብ ድሕር ሕዚ ንትግራይ ፅቡቅ ከምፅእ፣ፅቡቅ ክሓስብ እይልካ ምሕሳብ ለዋህነት እዩ።ሓደግዘ ስብእነቱን አተሓሳስብኡን
ተሰሊቡ እዩ፣ንምንታይ እተይልኩምኒ ብኹሉ ወገን ተቀባልነት የብለይን እይሉ ስለዝሓስብ ጭንቅላቱ ፍዙዝ፣አንጉዑ ፍሱስ፣አፉ ሉዙዝ እዩ ዝኾኖ።

Ответить
@akliluzerihun
@akliluzerihun - 14.10.2024 13:12

Vodka ሰቲይዎ ይኸዉን ምስቶም ሰረቅቲ ቲሕቲኡ ዘለዉ
መንደፍ ደኣ በላዖም በጃ ህዝቢ ትግራይ ጋሕ ይበሉ

Ответить
@GirmaslasieTeferi
@GirmaslasieTeferi - 14.10.2024 13:36

ሓዊተይ ንምንታይ እይኻ ጠ/ሚ ሓሳዊ ትብለኻ አብቶም ካብ ትግራይ ዝመ
ፁ ዓበይቲ ዓዲ አብቅድሚኦም እንድዩ ተዘርብዎ ንምንታይ ጌታቸው እሻዒቱ
መልሲ ዘይሀበ? ብዝኾነ ናይ ጌታቸው ጥፍአት ብዙሕ እዩ።
ብስሩ ውን ጌታቸው ማለት ቅዋም ዘይብሉ፣ዓርሰ እምነት ዘይብሉ፣ምሽጥር
ዘይዕቅብ ሓሳዊ፣ዝዛረቦን ዘይዛረቦን ዘይፈልጥ ቆልዓ እዩ፣ከምኡ ውን ገበነ
ኛ ገበነኛታት ኣሕሊፉ ዝሀበ እዩ እኮ፣ክፍለጥ አለዎ።

Ответить
@HayleKiros-v8x
@HayleKiros-v8x - 14.10.2024 13:41

ናይአደ አመት ናይተፈናቃላይ ጥሜትና ችግር ተጠያቂ ጌታቸው እዩ

Ответить
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc - 14.10.2024 14:31

👌💖💖💖💖💚💚✅✅✅❤❤

Ответить
@desbelekedane
@desbelekedane - 14.10.2024 15:18

Welcome ❤❤❤❤❤

Ответить
@EatMoya
@EatMoya - 14.10.2024 16:24

❤️🙏🏾

Ответить
@helu9391
@helu9391 - 14.10.2024 17:02

53ብሎን ዘይኮነስ 64ብሎን እዩ ዝኾውን ዘሎ ብድምር።

Ответить
@alguyonas3312
@alguyonas3312 - 14.10.2024 17:51

Selam. Tigrai online ❤❤❤❤

Ответить
@Weldemariam-l9w
@Weldemariam-l9w - 14.10.2024 18:04

ኣፈላላይና ሒዝና ብዝማዕበለ ኣካይዳ ምኻድ እምበር ዕርቂ ኣይፈትሖን ይኹን እንተዝበሃልውን ከቢድ ኽሕደት ዘኸትል እዩ ዝኾን
ናይ ጥቅሚ ኣፈላላይ ብቀሊሉ ዝዕረቁ ኣይኸነን መሰረታዊ ጎነፅ ብመሰረቱ ዝፈትሕ ደርባዊ ዕርቂ ምግባር ኽቭድ ዝቨለ ኾይኑ እዩ ዝረአየኒ ብዝኾነ ምኽኒያት ዝኾነ ጥንካረን ዓርሰ መስዋእቲ ኸፊሉ ዝምለስ ኸምዝህሉ ግን ዕፁው ኣይኾነትን ኹልሻዕ ተስፋ???

Ответить
@مجننهوم
@مجننهوم - 14.10.2024 18:22

አይዉዳአን ቀልዲ እዩ ህዝቢ ትግራይ ብሽምግልና አይምራሕን ማሓሩዎ ዝህባ በልና

Ответить
@مجننهوم
@مجننهوم - 14.10.2024 18:29

❤❤❤❤

Ответить
@MogesAlemayo
@MogesAlemayo - 14.10.2024 19:24

ዕሉል ካድረ እኒ ደብረፂዮን ህዝቢ ትግራይ ከምዝነቅሐ አይተረደአካን መስኒ።።።።።።።።

Ответить
@mamitflament9517
@mamitflament9517 - 15.10.2024 23:52

58 bir Banquet
125 bir piac

Ответить

絶対にナマズを捕まえたい男。 きまぐれクックのサボり場