ዕላዊ ሕጋዊ ክሲ ንምስግጋር 2ሚልዮን ዶላር ዘይሕጋዊ ገንዘብ ሰልጠነ ግርማይ የማነ

ዕላዊ ሕጋዊ ክሲ ንምስግጋር 2ሚልዮን ዶላር ዘይሕጋዊ ገንዘብ ሰልጠነ ግርማይ የማነ

1,832 Просмотров

ሃገራዊ መርሓ : ኣብ ዜናውን ፖለቲካውን ስርሓት ዝነጥፍን: ቅድምን ልዕል ኹሉን: ንነጻን! ሓራን! ሉኡላዊት ሃገረ ኤርትራን: ኣብ ዘንጊ ሓቂ ተሰቒላ እተምበልብል ዘላ ባንዴራኣ ዝከላኸልን: ዘኽብርን! ካብ ኩሉ ትሕተ ሃገራዊነትን: ሃይማኖትን: ዞባ: ብሄር ዓሌትን: ዓዳዊ ምክፍፋልን ምትፍናንን ዘይቅበል: ንምልኣተ ርግኣት ሓድነት ኤርትራ ዝሰርሕ: ኤርትራዊ ሃገራዊ መርሓ ማዕከን ዜናን ባህልን ኢዩ።
ሃገራዊ መርሓ - ነቲ ብጸላእቲ ሰናይ ሃገረ ኤርትራ ዝፍብረኽ ሓሶትን ጸለመን ገላሊሁ እቲ ሓቂ ንህዝቢ ኣብ ምቕራብ ልዑል ተራ ይጻወት!!!

Sahel Press is engaged in news and political activities and, first and foremost, for free!! Defend and honor the sovereign state of Eritrea and its flag flying on the scepter of truth! It is the leader of the Eritrean national media and culture that does not accept divisions and divisions from all sub-nationalities, religions, regions, ethnicities and races. Sahel Press - plays a major role in dispelling the lies and slander fabricated by the enemies of the good of the country of Eritrea and presenting the truth to the public!!! #eritrea #eritreanpolitics #eritreanhistory
Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии: