Комментарии:
ኣቀራርባኻ እንዶ ኣስተኻኽል !!1
Ответитьናይእዚ ምድያ ተኸታተላይ እየ ከምዝተዓብክዎ ቡዙሕ ትምህርቲ ወሃቢ እካ እንተኾነ ሚዛናዊ ጉድለት አለዎ አብ ሙዑቡላት አገርት ኮይንኩም ንህዝብኸም ብማዕረ ክተግልግሉ እዮ ዝግባእ
Ответитьጹቡቅ መግለጺ እዩ ይበል እናተጣናከረ ኪከይድ አለዎ
Ответитьሐዉና ኤረ ነይ ራያ አማሐዳሪ ዚተዛረቦ ሪከበ በይዛከ😮
Ответитьናይ ራያ አማሐዳሪ ንሂዚቢ ሰብሱቡ ዘሀተዛረቢ አደገኛ እዩ
ОтветитьTIGRAY TSIER ❤️💛
Ответитьኢዚይ ዚግበሩ ዘለዉ እኒ ጌታቸዉን ፃዲቃንን እዩም ዘካዩዱዉ ዘለዉ አደገኛ ናይ አቢዪ ምኪሪ መንገዱ ጸዲፊ እዩ😮😮😮
Ответитьእኒ ጌታቸው ረዳ አካይዳ እዩ ትግራይ ዘጺዲፋ ዘሎ
Ответитьአቢዪን ገታቸውን ገና አብ በረካ ከይኑ እዩ
Ответитьጌታቸዉን ፃዲቃንን እዩም
Ответитьትግራይ ሰራዊት ኣለዋ ድዮም ዝበሉ ? እዚ ሰራዊት ናይ ህወሓት ኢሎም ኣይተ ጌታቸው ባዕሎም ኣብ ፕሪቶርያ ፈሪሞም ነይሮም? ሐዚ ነፃ ሰራዊት እዩ ዝብሉ ዘለዉ በየናይ መለክዒ እዩ ? ከም ናይ ሕጊ መምህር ! ኣብ ውሽጢ 2ተ ዓመታት ዘይተዓወተ መኸተ ሐዚ ክዕወት እዩ ኢሎም ዶ ይኣምኑ ? ብኸመይ ? ንሶም ኩሉሻዕ ኣብ ናይ ስልጣን ዕንክሊል ኣለና እዮም ዝብሉ ፤ ንምንታይ ንሶም ዕንክሊል ይብሉ ? ስልጣን ዘይለቁ ? ወይስ ንሶም ስዩመ እግዚኣብሄር ኮይኖም ካልኦት ክንዲ ዝለቁ ዕንክሊል ኢሎም ኣፀጊሞሙሎም ? እቲ ሓጥያት ናይ መን እዩ ? ዝብሉ ሕቶታት ንኣይተ ጌታቸው ሕተቱለይ ?
Ответитьጻድቃንን ደቂ መዛሙርቱን : ብድሕሪት ግን ኣብይን ምዕራባውያንን እዮም :: መዳምቅቲ ውድባት ትራይን ምሁራትን ኣብመቀለ ዘለው ጥራይ :
Ответить❤🎉🎉🎉🎉🎉
Ответитьቀንዲ ተሓተቲ ጀ/ል ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን ኢዮም።
Ответитьእባክዎ ተሎ ብለውያንብቡትስያነቡበጣምይዘግያሉ
Ответитьዓዘር ቆዘር
Ответитьፃድቃን እዩ ትዋና
ОтветитьYes
Ответитьለይባ በላዕ ናይ ተጋሩ ሰጋ ብዩትብ
Ответитьትግራይ ኦነላይን ብዛዕባ ናይ 1993 ዓ/ም ብአፈላላይ ዝወፅኡ ናይሽዑ ዝበደሉዎም ሕይዚ ቅይሞም ይዋፅኡ አለው ዝተቃወምዎም ብሂይወት የለውን ብሂይወት ትብል ሓሳብ ጌጋ ከምዝነበሮም ንሶም የለውን ምባል ቅቡል ትገብሮ አለኻ። እዚዩድማ ባዓል ፃድቃን ከምዝተበደለ ኢኻ ተቅመጥዘለኻ። እንታይድኣ ጀ/ል ፃይቃን ሰይጣን ዝሰሮሮ ኢዩ።
Ответитьእዚ ሚድያ እዚ ንኣንደበት ህዝቢ ትግራይ ዝውክል ሓቀኛ ሚድያ እዩ ዒም ዝበለ ይተሓጎም
ОтветитьNedekayouarenamyoftigray
Ответитьግዝያዊ መንግስት ትግራይ እዩ ተሓታቲ።
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ОтветитьAb libom zimilesu ygberelna ♥️🙋🏽♀️💛🙏🏽☮️🫶🏾
Ответитьግዝያዊ ምምሕዳር እዩ እቲጠንቂ ንትግራይ ሐደጋ ዝኮና ዘሎ
Ответитьህዎሐት ውክልናአ ብዘያ ምስሐባ
ОтветитьYes
ОтветитьYou know the whole problems of tigray and you got it correctly.
It is the agreement between PP and getachew/Tsadikan. Why are we repeating the same dialogue? PP already has declared that western tigray is going to referendum through elections. It is an insult to all tigrians after the genocide and 2 million displaced. In fact PP should have compensated for the families who lost their beloved children. PP gave Tigrians a home work to fight each other and it is working for them.
One thing all tigrians must stop the fighting and focused on how to return the IDPs and free the land of tigray.
All media should address the solution and preparation for our Tigrian people. Tigray should not be expected from anybody. Tigrians are the only liberating for tigray.
And Tigray should list out all the genociders including from tigray for treason.
My suggestion to tigray online if you can initiate a solution group will be the best.
Getachew and Tsadikan are not for tigray at all and should be accountable for any disintegration of tigray.
Yes
Ответитьይስማዕ አሎ
Ответитьይስማዕ አሎ
Ответитьፃድቃን እዩ
Ответитьጻድቃን
Ответитьጌታቸውን ፃድቃንን ናይዙኹሉ ውሸጣዊ ፀገም😏
Ответитьኩሉኩም ርግእ በሉ አደዳ ፅላኢ እይትኹኑ
Ответитьሃይለ ዝተዛረባ ብመሸረፈት አበድቢዶምዋ እን ደብረፄንን አኒ መንመጀሪኖን አለምን ስጉምቲ ንኸውሰዶም ግባሮም ብጥይት አብ ሮማናት ሰቐልዎም በየሚድያታት እንትዝረብ ደደስ ይብሎም ነይሩ ተቓዊመዉሞ አዬፈልጡል ለኻብጥ ሐሰውቲ
መርጦ አልቃሸ ይብሉ
ናይ ሃይለ ንምታይ ተጋኒና ????😳
ንሕና መናእሰይ ካድሬታት ግምምት ዘይብሉ ግዳ ዕሱባት 🤔
Ответитьአቢ ምስ መራሕትና፣ ናትና
Ответитьጌታቸው,ጻድቃን
Ответитьፆድቃንምሰጊታቸዉ
Ответитьናይ ሃገር ካ ተዛረብ ትግራይ ናይ ተጋሩ እያ
Ответить❤🎉❤🎉❤
ОтветитьSelam. Tigrai. Onli me. ❤❤
Ответитьጀ/ል ፃድቃንን ጌታቸውን ልኡኽቶኦም ህወሓት ንምጥፋእ ኢዩ:: ናሃቶም ድልየት ኣይኮነን ብደጋዊ ሓይሊ ግበሩ ተባሂሎም ኢዮም:: ብባንዳነት ኢዮም ዝሰርሑ ዘለዉ:: ንትግራይ እውን ሸይጦማ ኢዮም::
Ответитьእነ ጌታቸው እዮም ተሓተትይ እዮም።❤❤💛💛
ОтветитьYes
Ответитьግምት ካንሰር ትግራይ
Ответить😂😂😂
Ответитьገታቸዉ
Ответить